Wednesday, April 14, 2010

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።

እዚ ሃይማኖታዊ መዝገብ’ዚ ኣብ መስርሕ ምህናጽ ዝርከብ ኮይኑ: ኵለንተናዊ ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያንና እንመሃረሉ ዓውዲ ኮይኑ ኵልናውን ንዕቤት ቤተ ክርስቲያንን ደቃን ይጥቕሙ እንብሎም ትምህርትታትን ሓሳባትን መልእኽታትን እነበርክተሉ መጦመሪ ክታብን መወፈዪ ሙዳይን ኮይኑ ምእንቲ ከገልግል’ውን ይዳሎ ስለዘሎ መርሓ ግብርታትና ክሳዕ ነጻፍፍ ብትዕግስቲ ክትጽበዩና ብትሕትና ንሓትት።

እዚ ማለት ድማ ትምህርቲ ሃይማኖትን ሥርዓትን ትውፊትን ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶስክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዝተኸተለ መገዲ ዝፍኖ መርሓ ግብር ብምዃኑ ናይ ኵሉ ንዕቤት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ዝሓስብን ዝሰርሕን ኵሉ ምእመን ክሳተፈሉ ኆኅት እዚ ዓውዲ ንኵሉ ክፉት እዩ።

አምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ሃገርናን ማኅደርናን ይባርኽ።

ስብሐት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር። አሜን።

Sunday, April 11, 2010

ማዕዶት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ: አሜን።
Enquae Ne Dagmawi Tensaeu Beselam Abxehana